
ኣሰይ 'ሰየ
drum and bass
June 19th, 2024suno
Lyrics
ኣሰይ ዝልበይ እሰይ 'ሰየ
ይፍሳህ ኣሎ ትሕሾ ኣፍቂሩ
ኣሰይ ዝልበይ ተዓዊቱ ኣሎ
ባህጉ ረኪቡ ሕልሙ ተግህዶ
ኣሰይ ዝልበይ እሰይ 'ሰየ
ይፍሳህ ኣሎ ትሕሾ ኣፍቂሩ 'ወ
ኣሰይ ዝልበይ ሰናይ መኺሩ
ፅብቅቲ ቅጭን ወሓለ ኣፍቂሩ ኣሎ
ወትሩ ሰሓቅ ጥዑም ኣመላ
ወረጃ ጎርዞ ኣመኼላ ዘይብላ
ኣይግረምኪ እንዶ ዝውረ ዘሎ
ዓቢዱ ዝብሉኪ ተካኢሉ 'ሎ
ኣንቲ ሰበይ እሰይ 'ሰይ
ክዓብደልኪ እየ ፈቂደ
ጨርቂ ዝባነይ ቀዲደ
ኣንቲ ሰበይ እሰይ 'ሰይ
ግድን እዩ ግድን ክፅለል
መፀለል እንድየ ወሲደ
ይግደዶ እምበር እቲ ዘውሪ ዘሎ
ዘፍቀረ ኩሉ ዋይ ፍቅሪ 'ዶ ዘርሕሶ
ሰይ ገበርኩ ሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰየ
ኣሰይ እንዳበልኩ ገና ከፍቅረኪ እየ
ንክረክበኪ ፅዒረ እየ ላላሊለየ
ላላ........ላላሊለየ
ጎይታ ዝበሎ ኮይንዎ 'ሎ ኣንቲ ሉለየ
ሉል....ሉለየ
ወሊዶም ጎበዝ ወሊዶም ጅግና
እንዳተብሃለ መዓደላና
ኢደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና
ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና
ሰይ ገበርኩ ሰይ ንዛልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ 'ሰየ
እሰይ ገበርኩ ሰይ ንዛልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ 'ሰየ
ንክረክበኪ ፅዒረ እየ ላላሊለየ
ላላ........ላላሊለየ
ጎይታ ዝበሎ ኮይንዎ 'ሎ ኣንቲ ሉለየ
ሉል....ሉለየ
ወሊዶም ጎበዝ ወሊዶም ጅግና
እንዳተብሃለ መዓደላና
ኢደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና
ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና
ሰይ ገበርኩ ሰይ ንዛልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ 'ሰየ
ንክረክበኪ ፅዒረ እየ ላላሊለየ
ላላ........ላላሊለየ
ጎይታ ዝበሎ ኮይንዎ 'ሎ ኣንቲ ሉለየ
ሉል....ሉለየ
ወሊዶም ጎበዝ ወሊዶም ጅግና
እንዳተብሃለ መዓደላና
ኢደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና
ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና
(ሰይ ገበርኩ ሰይ ንዛልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ 'ሰየ) 2
Recommended

Virtuel Amour
atmospheric, strong and ruff male vocals, male vocals, pop, french emotional pop, emotional, strong, piano-driven

MUJER FITNESS
REGGAETÓN URBANO

Rost und Reue
industrial, hard rock, heavy metal

Chokho preemma ghaat
emotional rap

Pahlawan Cahaya
uplifting anthemic pop rock

Red Army Glory
synthesizer 70s techno

Chasing Fireflies
eletronic miku vocaloid, vocaloid ,fast, electronic, upbeat, Hyperpop, industrial, acoustic

Best friend
Chillwave Caribbean, female voice

Lost in the Night
melancholic waltz reflective

Sym3
epic, violin, female voice, orchestral, cinematic

Midnight Coffee
lofi ragtime crust-punk

May I
male voice, guitar

Dancing in the Neon
rhythmic techno electro-swing

message for yeah ST
rap chill 160 bpm short. male voice. short

jingle Nino Laturrague versão forró
forro dançante

Menunggu di Langit Senja
melodius tradisional gamelan

Dance Till Dawn
melodic indie

Tolong Aku
Rap & Trap, Gritty Male Vocals
